Documents

DocumentsDate added

Order by : Name | Date | Hits [ Ascendant ]
Internal UN Memo Reveals US Encouraged Somalia Invasion and unfairness in border peace process
Adopted at the Second and Unity Congress of the Eritrean People’s Liberation Front and the Eritrean Liberation Front (Central Leadership)19th March 1987
እዚ ጽሑፍ’ዚ፣ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ተጋዳላይ ተ.ሓ.ኤ. ኣብ ዝነበርክሉ እዋን፣ ከምኡ’ውን ተ.ሓ.ኤ. ድሕሪ ምብትታና ኣብ ዝሰዓበ መድረኽ ካብ ዘዋህለልክዎ ውልቃዊ ትዕዝብቲ ምርኩስ ብምግባር ዘዳለኽዎ እዩ። ኣብዚ ኣርእስቲ’ዚ ካባይ ንላዕሊ ኣፍልጦን ደቂቕ ትዕዝብትን ዘለዎም ሰባት ከምዘይስኣኑ እኣምን። ኩልና እቲ ንፈልጦ ሓቂ እንተንገልጽ ድማ፣ ልቦና ተካእቲ ወለዶታት ክንደይ ኮን ምሃብተመ እብል እዚ ጽሑፍ’ዚ፣ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ተጋዳላይ ተ.ሓ.ኤ. ኣብ ዝነበርክሉ እዋን፣ ከምኡ’ውን ተ.ሓ.ኤ. ድሕሪ ምብትታና ኣብ ዝሰዓበ መድረኽ ካብ ዘዋህለልክዎ ውልቃዊ ትዕዝብቲ ምርኩስ ብምግባር ዘዳለኽዎ እዩ። ኣብዚ ኣርእስቲ’ዚ ካባይ ንላዕሊ ኣፍልጦን ደቂቕ ትዕዝብትን ዘለዎም ሰባት ከምዘይስኣኑ እኣምን። ኩልና እቲ ንፈልጦ ሓቂ እንተንገልጽ ድማ፣ ልቦና ተካእቲ ወለዶታት ክንደይ ኮን ምሃብተመ እብል
ኣድላይነትን ግደን ውዳቤ ብገፊሑ፡ ብፍላይ ድማ ፖለቲካዊ ውዳቤ፡ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብግብሪ ተረጋጊጹ'ዩ። ኣውራ ኣብ ታሪክ ሰውራና፡ ውዳቤ ንድኻም ናብ ሓይሊ፡ ንዋሕዲ ናብ ብዝሒ ብምቕያር ዓወት ዝፈጠርናሉ ጥበብ'ዩ። ስለ'ዚ ኣድላይነትን ግደን ውዳቤ ንዓና ጓና ኣርእስቲ ኣይኮነን። ብዛዕባኡ ግን ዝሰፍሓን ዝዓመቖን መርዳእታ ክህልወና ኣዝ'ዩ ኣድላይ'ዩ።
we will see in detail in this book, ideology and politics are concrete concepts directly related with people’s lives not abstract and remote concepts...
ኣብዚ መጽሓፍ ብዛዕባ ትርጉምን ኣድላይነትን ስነሓሳብን ፖለቲካን፡ ኣገዳስነትን ግደን ስነሓሳብን ፖለቲካን ኣብ ምህናጽ ሃገራት ብሓፈሻን ምህናጽ ሃገር ኣብ ኤርትራ ብፍላይን ከምኡ'ውን ኣድላይነትን ዕላማን ፖለቲካዊ ትምህርቲ ኣብ ናጻ ኤርትራ ክንዝቲ ኢና።  
file icon Eritrean Macro Policyhot!Tooltip 03/01/2009 Hits: 569
Eritrea's Macro Policy written in early 90s
file icon National Charterhot!Tooltip 03/01/2009 Hits: 634
Eritrean National Charter
file icon ንሕናን ዕላማናንhot!Tooltip 03/01/2009 Hits: 787
ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ሕዳር 1971 ዝተጻሕፈ ፕሮግራም